Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #16

2016-06-28 20:11

ኣብ ኤርትራ ምግሃሰ ሰብኣዊ መሰል ይካየድ ከም ዘሎ ብዓይነይ ሰለዝረኣኩን ሰለ ዘጋጠመንን ነዚ ድማ በትሪ ይቃዎሞ። ከምኡ ውን ናይ ቀረባ ቤተሰበይ ብሰርኣት ሀግደፍ ተጨውዮም ንአስታት 13ዓመት ኣበይ ከም ዘለው ኣይፍለጡን።