Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #505

2016-06-30 14:28

ኣብ ኤርትራ እቲ ዝኸፈአ ካብ ዓለም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣሎ። ስግረ ዶብ ክትከይድ ሓሲብካ ኢሎም ይኣስሩኻ እንተ ትዛሪብካ ከኣ ትጩወ ። ስድራኻ ብሂወት ኣለኻን መትካን ኣይፈልጡን ። ስድራኻ ክሓቱ እንተ መጽዮም ከኣ ይእሰሩ። ናይ ኤርትራ ንክትገልጾ ከማን ቃላት ይሓጽረካ