Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #525

2016-06-30 15:13

መኽንያቱ ኣነ ካብቶም ፍትሒ ዝደልዩ ኣብ ሃገረይ ሰላም ክሰፍን ዝደሊ ሰብ ኢየ ኣብ ሃገረይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ስለ ዘሎ ደው ንክብል ኢዩ ድልየተይ