Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #35

2016-06-29 18:40

እዚ   ስርዓት እዚ ዝፈጸሞሞም ገበናት  አጻር ሰብአውነት  ጸብጺብካ  ስለዘይውዱኡ  ናብ ፍርዲ ዓለም ቀሪቡ ጉቡእ ፍርዱ ክወስድ  ይላቦ   ቐጺለ ዝህቦ  ሬኢቶ  አገዳሲ  እንተኮይኑ  አነ ብወገነይ ተጋዳላይ አብ ዝነበርኩሉ  እዋናት  ዝተፈጸመ ገበናት ኣጻር  ሰብአውነት  ዝፈልጦ  ስለዘለኒ  ቃል ምስክርነተይ  ንመሃብ ድልው  እየ  ካብ  ቴድሮስ  ዘሩኡ  ነባሪ ስዊድን  ዓወት ንውጹዓት