Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #347

2016-06-30 06:07

ኣነ ንባኦልዕለይ ግዳይ ስለዝኾንኩ ልዕሊ 19 ኣመት ኣብ ጉዱድ ዕስክርና ስለ ዝነበርኩ ኣብ አርትራ ኩሉ ኣይነት መስል ደቒ ሰብ ግህሰት ተፈጺሙ ኢዩ ኢለ ይኣምን