Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region

Quoted post

ደጊም ህልቂት ኤርትራውያን ብ መንግስቲ ኤርትራ ይደፈን

#238

2016-06-29 23:43

መንግስቲ ኤርትራ ድህሪ መጋረጃ ደም ህዝቢ መሊእዋ ኢዩ። ስለዚ hgdef ኣብ ፍርዲ ይቅረብ ናጽነት ንደሊያ ኢና። ስድራና ተበዲሎም ኣድና ጥሚት ኣትይዎ። ስድራይ ኣብ ገድሊ ኣካላቶም ሲኢኖም ንሱ ከይኣኪል መሰሎም ነጺጎም ኣቦይ ሓጎይ ብግዚ ደርጊ ዘይተሃረመ ብ ደቁ ወተሃደራት ተቀጥቂጡ

Replies