Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region


Guest

/ #529

2016-06-30 15:17

ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ብዓይነይ ሪኣ ።ኣቦይ ኣብ 2006 ዋላሓንቲ ከይገበረ ጥራሕ ንሕና ዘይንድግፎ እምነት ተከቲልካ ኢሎም ምስወሰድዎ ክሳብ ዛዕለት እዚኣ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፈልጥን።እዚ ድማ ሓደ ካብቲ ምግሃስ ሰባዊ መሰል እዩ።