Eritrea፡We believe the Pfdj regime is a threat to Eritrea and to the horn Africa region

Omer Ismail
Neikirchen

/ #549

2016-06-30 15:31

ኣነ  ሓደ ካብቶም ግዳያት'የ፡ ኣብ ኤርትራ ብዓይነይ ዝራእኩዎ ዘስካሕክሕ ቅትለት ዜጋታት፡ማእሰርቲ ብዘይ ገበን ፍርዲ ክስን ኣዚዩ ልሙድ'ዩ፡ ዳርጋ ኤርትራውያን ናትና ከም ጉቡእን ገርን ኢና ወሲድናዮ፡ኣብ ኤርትራ ካብቲ ኣብጸብጻብ ኮምሽን ቀሪቡ ዘሎ ኣዚዩ ዝገደደ ግፍዕታት'ዩ ዝፍጸም።